Duration 8:56

Tigrinya mezmur Protestant Betiel cherch London kab lebey ካብ ልበይ ከም ዝፈትወካ

265 watched
0
7
Published 24 Mar 2021

ካብ ልበይ ♥️ከምዝፈትወካ ኣሃሃሃ ክገልጸልካ ክነግረካ ደልየ (4) ጥዑም ሸቶ ዕጣን ከርበ ዝባን ዓልወ መግለጺ ፍቕረይ ጥዑም ሸቶ ምስጋና ኣምልኾ ኦሆሆሆ ኹሉ ኽብሪ ንስኻ ዉሰዶ 🙏🙏🙏 ፍእቱዉ የብለካ 'የ (3) ፍእቱዉ ፍእቱዉ ፍእቱዉ ፍእቱዉ የብለካ 'የ (3) ፍእቱዉ ፍእቱዉ ፍእቱዉ ፍትወይ (3) ናተይ የሱሰይ (3) ናተይ ፍእቱዉ የብለካ 'የ (3) ፍእቱዉ ፍእቱዉ ፍእቱዉ ፍትወይ ናተይ እፈትወኻ 'የ (4) ፍቕረይ የሱስ አፍቕረካ 'የ (4) ብዘይ ንስኻ መን ኣሎኒ ኣነ ኤሄሄሄ ዝኣምኖ ፈታዊ ልበይ ኣውዲቐ (2) ላዕሊ ደይበ ታሕቲ ወሪደ ከማኻ ዘፍቅር ከቶ ኣይረኸብኩን ናይ ዉሽጢ ሓጎስ ምሉእ ሰላመይ ዝፈትዎ ዓርከይ ዘይፍለ ካባይ🙏🙏🙏🙏

Category

Show more

Comments - 1